ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ nዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሕርሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንናይ RIP ፕሮጀክት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት አቁሑት፣ ኤሌክትኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ራበር ሽት ዉፅኢት ፕላስቲክ ፣ ሕትመትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣክሱም ን2011ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ፣ መሳርሒ ቴክኒክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፓም፣ ናውቲ ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ብስክሌትን ሞተር ብስክሌትን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ መመላክዒ መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዓድንን ኢነርጂን ዝውዕል ብናይ ከዋሽ በጀት ኣብ ዝ/ዩ ጣብያታት ዝስራሕ 10 ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ ጎዳጉዲ ንሕጋውያን ኣብ ስራሕቲ ማይ ተንከፍ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈሩ ደረጃ 9 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ማይ ሮቶ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝ/ዩ ጣብያታት ሓባር ዒላታት shallow well ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8ተ ብደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ን shallow well ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ከምኡውን ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ማሽነሪ ሕርሻ፣ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ኣገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መስዋእቲ ንዝ/የ ዝርገሐ መስተ ማይ ዝውዕል ፕላስቲክ ቱቦ፣ ብረት ቱቦ፣ መገጣጠሚ ቆፃሪትን ካልኦት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈላለዮ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቆፀርትን ቱቦን መገጣጠምን :ናይ መኪና ጎማን ስፔራትን: ጀነሬተር፣ ኣየር ኮንዲሽነር ኤሲ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር፣ ዪፒኤስን ባክኣፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ሶፍትዌር ከፀግንን ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ኣብ ጣብያ መስዋእቲ ቁሸት ፒያሳ ፍሉይ ሽሙ ልምዓት መስኖ ዝከውን ሓዱሽ ፓይፕ ዝርገሐን ፓወር ሃውስ ምስ ሬቲንግ ዌል መጠራቀሚ ገንእን ምስ ካናል ብውልቀ ደኣንት ሕ/ስ/ማሕበር ብደረጃ 8ተ ደቂቅ ሕጋዊ ፍቃድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ ብግልፂ ጨረታ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ፕሮጀክት ዝኮነ ካረል ኣፕ ግሬዲንግ ማለት ምንዋሕ 680 ሜትር ካነል፣ 10 ሜትር ፎርል፣3 ሜትር ከቨር ፐላስት ፣1 ሜትር ሬቲንግ ዎርክ፣ ኣብ ጣብያ መኻን ቁሸት ዓጋመ ፍሉይ ቦታ ገረብ ኵሓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ ካብ ዘለዎም ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::