ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ምምሕዳር መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ /ኮምፒተር01 ፣ፕሪንተር01 /፣ ፈርኒቸር / ናይ ኣጋይሽ ወንበር 07፣ ጠረፔዛ ናይ ወፃኢ 07/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ኣባድላ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ኣቅሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል BF/06LSD ኮድ 4-12965 ዴዉ መኪና ቦዲ እድሳት፣ ቀለም ምቅባእ ፣ ዝተባለሸወ ኮርኒስ ምስትኽኻል ካልኦትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ቀለም ስትኮን ካልኦትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መገያፂ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት / ደረቅ ወንበር በዝሒ 10/ ፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት / ስቶክ ካርድ በዝሒ 300፣ individual folder 3500/ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ጎማን እስፔርን ኣቅሕት ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ መኪና ጌጣጌጥ/ ሙቐት መከላኸሊ ሌዘር 1ይ ደረጃ 3፣ ሌባስ ጨርቂ ወንበር 1ይ ደረጃ 3 ፣ floor matt ሙሉእ 1ይ ደረጃ 3፣ ሙቐት መኸላኸሊ ሌዘር 1ይ ደረጃ 1 ፣ floor matt ሙሉእ ደረጃ መረጋገፂ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ፣

የኢንድስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፕሬሽን መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት በሚከተለዉ መስፈርት መሰረት የመኪና ስፔር ( ካላማደርያ 11*20 /የሲኖ ትራክ/ 02፣ ስፖክዮ የሲኖ ትራክ /ግራ በሳምፕል/ 01፣ የጎማ ጎኖለት ብሎን /ሳምፕል/ ሜትር 18፣ የኣንቡላንስ የዘይተ ፊልተር /504112482/ 06 ) በፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል