ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓም ንእሽተይ ባትሪ ንማይክ ዋየርለስ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣዲያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፋላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓደዋ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ስራሕቲ ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝተፋላለዩ መሳርሒ ፅሕፈታትን ኣቅሑት ኤሌክትሮነክሲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ጋራጅ መሳርሒ ኣቅሑት ማለት ድማ ጋራጅ ቱልስ ዊልዲንግ ትራንስፎርመር በዝሒ ክልተ : ጋራይንደር 230 ሚሚ በዝሒ 1 :ጋራይንዲር 180 ሚሚ በዝሒ 1 :ድሪንግ ማሽን 16 ሚሚ በዝሒ 3 :ሃይድሮሊክ ጃክ በዝሒ 1 :ሶፍትጌት በዝሒ 1: በንች ቤልት በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓምት ንቤት ፅሕፈትና ንዝትፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት: ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ :ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ሕክምና ኣቅሑት :ናይ ጀነሬተር :ስፔር ፓርትን ቅብኣትን: ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ጠረጰዛ ሸልፍን ፋይል ካብኔትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡