ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ራማ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ዝተበጀተሉ በጀት ኮሌጅና ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ኤሌክትሪካልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ዌልዲን ጀነሬተር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ንሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብምድብ ከፊሉ ምድብ ሐደ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ትግራይ ንካዋሽ ፕሮጀክት አገልግሎት ዝዉዕል ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቴክኖሎጅን ቢዝነስን ኮለጅ ፖሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ኸባቢታት ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ንተምሃሮ ንምሃብ ልዕሊ 13 ሰብ ናይ ምሓዝ ዓቐሚ ዘለወን መኻይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኸካረ ይደሊ ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ UIIDPን One ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ ከምእዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገድ መካይን ሞተር ሳይክልን ሽይጡ ኮምሽን ዝክፈል ትካል አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ብምድብ /LOT/ መቂሉ ማለት እዉን

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ንፊኖ ዝከዉን ፅርየቱ ዝሐለወ ደረቅ ጥር ስርናይ : ናይ ፀብሒ መጠዓዓሚን ጥራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንባዕሉን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈትን : ናዉቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ተሽከርካሪ ወንበር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

በዓል መዚ ሓለዋን ከባቢን ለዉጢ ነባራዊ አየርን ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ