ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ትካልና ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብየዳ እንጥቀመሎም ኤሌከትሮድን ካልኦትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ናይ HDPE ጥረ ኣቅሓ PE 100 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም

ትካልና ሮም ቢዝነስ ግሩፕ ኣክስዩን ማሕበር ንትካልና ንስራሕትና መሳለጢ ዝኾኑ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፃ መስረሒ ኮሜቴ ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስቲያን ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቐረፅቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ትካልና ሪም ቢዝነስ ግሩፕ ኣክስዮን ማሕበር ንትካልና ንስራሕትና መሳለጢ ዝኾኑ ናይ ፋይናንስ ፣ ንብረት ፣ ዕደጋን ምምሕዳር ሓይሊ ሰብን መንዋላት ምስ ናይ ትካልና ራእይን ተልእኾን ዝጠዓዐምን ናይ ሃገርን ክልልን ናይ መንግስትን ውልቀ ትካላትን ናይ ስራሕ መምርሕታትን ኣዋጃትን ዝተጠዓዓመ ናይ መስርሕ ማንዋል ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ኣማኸርቲ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2016 መደበኛ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ቆፀርቲ: ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታትን HDPE መገጣጠምን : 2 ኮምፒተር : ፕሪነተር ን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ሱቆጣ ዲክላራሽን ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል (AFRIDEV HAND US with all accessories. እፍዴቭ ምንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋደ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።

ኮሌጅ ኪነ ጠባባት ትግራይ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2016 ዓም ዘበን ትም/ቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ላባራቶሪ ንብረት ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ