Ezana Mining Development PLC wants to purchase Proficiency testing program for gold & base metal in mineral exploration sample analysis as per the technical specification under Procurement Reference number EMD /010/2020.

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ሳዉንድ ሲስተም ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 ዓም በጀት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ቤት ትምህርቲ ምድረ ገነት G+2 ህንፃ ስራሕ BC7 GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተኻናተርቲ ኣጫርቱ ከሰርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንዝተፈለለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 ሃርድ ዌር ኣቅሑ መደበኛ ሎት 2 ሃርድ ዌር ኣቅሑ ሎት 3 ድሮን ናይ ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ሎት4 ቶታልስተሽን ኣቅሓ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /ታርች30 ሺሕ ኪ.ግ ጭረት 10 ሺሕ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ስፔር ፓርት ን2012 ዓ/ም ብመደበኛ በጀት ክዕድግ ይደሊ::

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ኣብ 2012ዓ/ም ሓደ ዓሚቕ ጉድጓድ መስተ ማይ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡን ብናይ ማይ ዃዕቲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ኮብልስቶን ምፅጋን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ኣብ 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ማለት እዉን ምንፃፍ እምኒ ምፅጋን ስራሕ ስልጠና ዝወሰድኩም ልምዓት ጉጅለታት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢን ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ገፀ መሬት ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ናይ CALM –LA ፕሮጀክት UIDP ካፒታል በጀት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ጀነሬተር፣ ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የኢትዮዽያ ገቢዎች ጉምሩክ ባለ ስልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ እቓዎች በሃራጅ ጨረታ ባልበት ሁኔታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል