ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንትጮ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቆዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ፣ መፃሕፍቲ ናይ ሳይክል መሳርሒ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሕቱን ፣ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየን ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ