ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዘገልገሉ ኣቑሑት (ንብረታት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ኣካላት ብኣካል እቲ ንብረት መፂእኹም ብምርኣይ ክትጫረቱ ከምእትኽእሉ ክንሕብር ንደሊ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዲቫይደር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዲቫይደር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ኮምሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ላፕቶፕ: ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፕሪንተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል መገጣጠሚ ፉቲንጋት :ሳይክላት : ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት : ካዝናብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ፈርኒቸርን ፡ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንስ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ስራሕቲ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል GI Socket 5” (Heavyduty )