... ዓይነትን ማተሪያል መሰረት ሓምሳ ሶድዩም ጀስን 100 ሊኤዲ ሶላርን አጫሪቱ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

... ሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ፍርጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2016 ዓም ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀረባት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት በቢዘፈሩ ቀረባት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ብፕሮፎርማኣወዳዲሩ ክዕድ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2016 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ንህንፃ መሳርሒ : ንኤሌትሪክ ዲፓርትምነት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት(Standard Mechnical Tool Box, Standard Electrical Tool Box) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ንከተማ ዓዲዳዕሮ ንአገልግልት ናይ ፅሪጊያ ማእከል መብራህቲ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ