ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ ዕድጊት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ንሑምማት ዝዉዕል ምግቢ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መለዋወጢ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመርን ህንፃን ንፅገና ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ንጀኔሬተር መለዋወጢ ግልጋሎት ዝውዕል ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓወልቲ ንቤትፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒ፣ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ቢሮ ሚሽነሪ፣ሳይክል

ማእከልይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ሃለቀቲ መሳርሒ ፅሕፈት : ፅሬት : ሕትመት : ናይ ቢሮ ማሽነሪ ናዉቲ : ቀዋሚ ንብረትን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ክልተ nack mike sate : ዓሰርተ SDCARD DMNNT Batteries switchS81525 plus charger switch battery ማለት እዉን SwitchS81525 plus 73 በዝሒ ሰለሰተ: switchS81525 battery charger በዝሒ ክልተ : ናይ ባዕል ሞያ ካሜራ መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፀ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ክዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላዕ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::፡፡

Messebo Cement Factory PLC. (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of Different types of Electrical Materials, Copper Wires, and UPS

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዘተፈላለይ ስራሕ መሳለጢ ዝዉዕላ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተራትን : ሳይክል : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ጀነሬተርን ኤሌክትሪክን መለዋወጢን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ኮፐር ዋየር ከምእዉን UPS 650 KVA ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ