ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት1 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ፣ሎት 3 መስተዋት ፣ሎት4 መድሓኒት፣ ሎት5 ሰራሚክ ፣ሎት 6 ፀሊም እምኒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 3ይ ዙር ጨረታ ናይ ስልጠና ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ፣ ናይ ፈርኒቸር መሳርሕታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት መባእታዊ ሆስፒታል መርዙእ ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ደንቢ ክዳን ፣ ፕላንት ማሽነሪ ኣቅሑትን ፣ ንህንፃ ናይ ገዛ ኣቅሑትን ፣ ንህንፃ ተገጣጠምቲ መግዝኢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ / ብሎኬት/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ መንግስታዉን ዘይመንግስታዉን ገበርቲ ሰናይ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ እቅሑት ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ባህር ዛፍ፣ ከባቢያዊ ማተርያል ፣ ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ ፣ ፈርኒቸርን ፣ ናይ ኢነርጂ መሳርሕታት ሞልድ ፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ፣ ክራይ ትራክተር፣ ዘርኢ ናይ ሳዕርታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርሩ ናይ ሬድ ፕላስ / ባህር ዛፍ እና ስሚንቶ ፣ ፀፀር/ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ /construaction materials/ ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 16/08/2012 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት 1 ህንፃ መሳርሒ ሎት 2 ሓሸዋ ሎት3 መስተዎትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ