ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሪኒክስን ፈርኒቸራትን ዝሰርሕሉ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ን2017 ዓ/ም ዘለዋና ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ጉልበት ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክነስርሕ ይደሊ።

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ::

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ን2017 ዓ/ም ዘለዋና ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ቪስን ጉልበት ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክነስርሕ ይደሊ፡፡

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ዉሽጢ ስልኪ ፅገና ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕጋን ትደሊ፡፡

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ኤሌትሪኒክስን ፈርኒቸራትን ዝሰርሕሉ : ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (ID card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድቲን ዕገና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ውዕሊ ክአስር ይደሊ፡፡

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም