ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቅሑት ኣይቲ፡ :ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ: መሳርሒ ፅህፈት: አናእሽተይ አቁሑት: ኣቅሑት ፅሬት :ሕትመት :ኤለክትሮኒክስ ፅገና: አቁሑት ቢሮን :ተሽከርካሪ ሞተር ሳይክልን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ፅግና ባዓልሞያ: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ፅገና በዓል ሞያ : ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና በዓል ሞያ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ፅሕፈት: ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ጋራጅ: ጎማታታት መኪይን : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት መለዋጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ገፀግንን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት : ሃለቂ መሳረሒ ፅሬትን ኣናእሽተይ መሳርሒን : ፅግና ናዉትን : ግልግሎት ሕትመትን ዕደጋ ከካይድ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት: ናይ ስካኒያ ኣዉቶብስን ናይ አናእሽተይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑትን: ፅሬት አቁሑት: ሰሌዳ: ናይ ምሕደራ ሆቴል መሰልጠኒ አቁሑትን መስተታትን: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሕፈት አቁሑት: ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት :ዝተፈላለዮ ጨርቅታት: ናይ ህንፃ መሳርሒ :ኤለክትሮኒክስ ንምፅጋን :ዝተፈላለዮ ቅጥዕታት ንምሕታም ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫረቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና: መሳርሒ ፅሕፈት:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :ስራሕቲ ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2009 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ በጀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ :ኮንስተራክሽን: GM: አቁሑት ቢሮ: አዉቶ: IT: መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: መፅሓፍትን: ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገናን ኣጫሪቱ ክገዝእ ከፀግንን ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ናይ ዝተፈላለዮ ግልጋሎት አወዳዲሩ ንዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ናይ መንግስቲ ኣይሲቲ ሙሉእ ፅገና ሰብ ሞያታት ጉልበት ዋጋ ብምዉድዳር ከፀግን ከምኡዉን ናይ ሞተር መኪናን ሰፔር ፓርትን ጎማ ምስ ካላማደርያ አጫሪቱ ክገዝእን ይደሊ