ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ደገ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ/ ከ/ ስ ልምዓታዊ ትልምን ኪኢላ መረዳእታን መፅንዓትን ስነህዝብን ልምዓትን ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ብናይ ደገ ዝዉዉር ቁፃርን ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቀሕ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ሲዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ
                     ናይ ስራሕ ምልከታ                   104. 4 ሬድዮ ኤፍ. ኤም መቐለ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ አጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲን     .ንብርኪ III ወይ IV ኮይኑ/ና ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት ሴክሬተርያል ሳይንስ ኦፊሰር  ተደላይ ኽእለት AOST ፀሓፍቲ /ሰክሬተርያል/ ዝተመረቐት ፀሓፊት ሰክሬተርያል ዝተመረቐት ብፀሓፈነት ዝሰርሐ/ት ስነ-ምግባራሩ ሕልዉ ዝኾት/ነ ብምዝና ምርግገፅ ብቕዓትን ሞያ ዝሓለፈት/ፈ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ አጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ:: ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲን     ንብርኪ III ወይ IV ኮይኑ/ና ብምም/ ር ኦፊስን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት ተደላይ ኽእለት AOST ፀሓፍቲ /ሰክሬተርያል/ ዝተመረቐት ፀሓፊት ሰክሬተርያል ዝተመረቐት ብፀሓፈነት ዝሰርሐ/ት ስነ-ምግባራሩ ሕልዉ ዝኾት/ነ ብምዝና ምርግገፅ ብቕዓትን ሞያ ዝሓለፈት/ፈ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ
ቤት  ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ መደብ ስራሕ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብዝዉውር ወይ ብቁፃር ክቆፅር ስለዝደለየ ኣብታሕቲ ዘሎ ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ እናገለጽና  ዝርዝሩ ድማ ከምዝስዕብ  ይከዉን ብማናጅመንት ብቆንቆ ብጆርናሊዝም ብሶሶሎጂ ሕጊ ወይ ድማ ተመሳሳሊ ዲፕሎማ ኮይኑ coc ፈተና ዝሐለፈ/ት 10ተ2 አግባብ ዘለዎ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲፕሎማ 7ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሐቶ መሰረት ሞያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ /ት ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 5ተ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ
ኢኮኖሚክስ ,ሳሾሎጂ ,ሳይኮሎጂ ኮኣፕሬቲቨ- ሕጊ ,ስነ ፅሑፍ , ሊንጉስቲክ , ሶሻል ወርክ , ኣንትሮፖሎጂ - መሰረታዊ ኮምፒተር ምስ አፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕ ሰብ ማለት ጎዳና ሐደሪ ነብስን ሸይጠን ዝመሐደራ ደክታማት ኣካል ጉድአት ኣረጋዊያን ህፃናት አግባብ ዘለዎ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 3ተ ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
ብማነጅመንት ኣግሪካልቸእራል ኢኮኖሚክስ ሳሾሎጂ ተወሳኪ ሞያ መሰረታዊ ኮምፒተር ክእለትን ስርዓተ ፆታን ፖሊስን ስትራጂ ግንዛበን ዘለዎን አብምልዓዓልን ምዉዳብን ልምዲ ዘለዎ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ን 1ይዲግሪ 7ተ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ