ፀሓፊትን ምም /ኦፊስን

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኣብ አጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::

ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲን     ንብርኪ III ወይ IV ኮይኑ/ና ብምም/ ር ኦፊስን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ

ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት

ተደላይ ኽእለት

  • AOST ፀሓፍቲ /ሰክሬተርያል/ ዝተመረቐት

  • ፀሓፊት ሰክሬተርያል ዝተመረቐት

  • ብፀሓፈነት ዝሰርሐ/ት

  • ስነ-ምግባራሩ ሕልዉ ዝኾት/ነ

  • ብምዝና ምርግገፅ ብቕዓትን ሞያ ዝሓለፈት/ፈ

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ ዝርዝር መሰረት ንሙቑፃር ድሌት ዘለኩም ኩሉ ዘድሊ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ዕለት 30/ 01 /2007 - 06 /01 /2007 ዓ/ም ኣብ ቢሮ ልምዓት ሓይሊ ሰብ እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ነተሓሳስብ::

N.B -  ናይ ፈተና ጊዜ ብምልክታ ነፍልጠኩም::
ኣድራሻ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0348409235 ወይ 0925049038

Share this Post:
ድሕሪት