ዉሽጢ ሕጊ ብዓል ሙያ

ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኣብ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት
  • ብሕጊÂ Â
  • ናይ መንግስቲ ፖሊሲ ስትራተጂ ዕለማን ዘተግብር
ልምዲ ስራሕ

ዐ ዓመትÂ

መተሓሳሰቢ
  • ምዝግባ ዝከየደሉ እዋን እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 09 /10 /2008 ዓም አብ ስራሕ ሰዓት
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማ/ዕ/ልምዓት ክልል ምም/ር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 303
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ኣብ ቀፂሉ ዝወፅእ ምልክታ ክግለፅ እዩ
  • አመልካቲ አድላይ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ክተቅርቡ አለኩም
  • COC ዝምልከተኩም/ክን ዝሐለፈትሉ/ሉ ካልኦት ይጠቅሙኒ እዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ተቅረቡ ትክእሉ ምካንኩም
  • ስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 4653 ፋክስ ቁፅሪ 03 44 40 29 66

Â

Share this Post:
ድሕሪት