አማካሪ/ ት ሕጊ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ደገ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብሕጊ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን

ተደላይይ ክእለት

ፍልጠት ኣብ ሪፎርማት አሰርሓታት ሲቪል ሰርቪስ አፍልጦ ዘለዎ /ዋ

ክእለት ምዘና መረጋገፂ ብቅዓተ ሞያ ዝምልከቶ እንትከዉን level by level ብርኪ 4/5 ዝበቀዐ/ ት

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ

ስነ ምግባር ፅቡቅ ስነ ምግባር ዘለዎ /ዋ

ልምዲ ስራሕ

አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መስመር ስራሕ ብዝሓቶ መስመር መሰረት 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት

መስመር ስራሕ ብዝሓቶ መስመር መሰረት 1ይ ዲግሪ 4 ዓመት

መስመር ስራሕ ብዝሓቶ መስመር መሰረት 1ይ ዲግሪ 3 ዓመት

ኮይኑ ቀጥታ ብአማካሪ ሕጊ፡Â ብዓቃቢ ሕጊ ፡ ጠበቃን አማካሪንÂ ኮይኑ ዝሰረሐ

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ቦታ

ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ

አድራሻ : Â ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና

ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብÂ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0344434335Â ወይ 0914780669

ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643Â ወይ 0910799903

ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0347753909Â ወይ 0914743621

  ተወሳኺ ሐበሬታ ብስ ቁ 0348409235 ወይ 0914748573 ወይ 0914876912

Share this Post:
ድሕሪት