ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ
ብማነጅመንት ኣግሪካልቸእራል ኢኮኖሚክስ ሳሾሎጂ ተወሳኪ ሞያ መሰረታዊ ኮምፒተር ክእለትን ስርዓተ ፆታን ፖሊስን ስትራጂ ግንዛበን ዘለዎን አብምልዓዓልን ምዉዳብን ልምዲ ዘለዎ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ን 1ይዲግሪ 7ተ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ኪኢላ ዓቅሚ ምዕባይ ውዳበታት ማሕበረሰብ ዓይነት ትምህርቲ ሶሾሎጂ ባዮሎጂ ኮኦፖሬቲቬ ኣካውንቲንንግ ኢኮኖሚክስ ተደላይይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ 9+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልመዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሙያ ካልኣይ ዲግሪ (ማስተር) 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ በቲ ሙያ ዝሰርሐ ምስ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕብረተሰብ ማላት ጎደና ሓደር፣ ሸይጠን ዝምሓደራ፣ ዘክታማት፣ ኣከላ ጉድኣት፣ ኣረጋውያን፣ ህፃናት ዝሰርሐ/ት ተወሳኪ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ንለውጢ ዝተልዓለ ዝኾነ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ፖሊሲ መፅናዕትን ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።     ትምህርቲ ደረጃ ብስታስቲክስ፣ ኢኮኖሚከስ፣ ሕርሻ፣ ዲቨሎፕመንት ስታዲስ፣ጂኦግራፊን ኢንቫይሮመንታል ስታዲን፣ ማናጅመንት እኩል ናይ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፓኬጅን ንቀዳማይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ንማስተርስ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ