መራሒ ጉጅለ መማከሪ ሕጊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ
መብርሂ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ሲዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ንሕጊ ክኢላ ደረጃ 3 ዝሓቶ ተደላይ ረቀሒ

ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት

ተደላይይ ክእለት

ንሕጊ ክኢላ ደረጃ 3 ዝሓቶ ተደላይ ረቀሒ

ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት

ልምዲ ስራሕ

ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ናይ መመዝገቢ ዕለት ካብ 10  /05 /2008 14 /05/ 2008 ዓም ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንግዲ ክልል ትግራይ ሰራሕተኛታት  ኮይኑ ተወዳደርቲ    ዝተቀመጠ ረቀሒ ዘማልእ ጥራሕ ክከዉን ይግባእ ብተወሳኪ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ምስ ዋንኡ ብምትሕሓዝ ከትቀርቡ ይግባእ

Share this Post:
ድሕሪት