ኣካዳሚ ዳዕሮ
ዳዕሮ ኣካዳሚ ን 2007 ዓም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቆሓ ዝተማልኡ ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 5/12/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሐዝ ኣብ ዓዲሐ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ደረጃ ትምህርቲ : 1ይ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ : እንተነአሰ ክልተ ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኡን English Tigrigna Mathematics Chemistry Physics General Business History Geography Civics Technical drawing Amharic Economics Aesthetics 
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መርሲፋል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ዝተዘርዘረ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲረሩ ክቖፅሩ ይደሊ። ዲፕሎማ(ዲግሪ) BED ዝተመረቐ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
1ይ ዲግሪ BED ዝተመረቐ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ 2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ዋ ManGMENT INFORMATION SYSTEM INFORMATION SYSTEM SOFTWARE ENGINEERING COMPUTER SCIENCE ስራሕ ልምዲ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ይምረፅ ናይ ስራሕ ቦታ ዋና ካምፓስ መቐለ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ኒው ሚለንየም ዩኒቭርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።   ደረጃ ትምህርቲ ብላይብረሪ ሳይንስ ወይ ኣ.ይ.ቲ ዲፕሎማ ዝተመረቐ   ስራሕ ልምዲ 2 ዓመት ብላይብረሪ ዝሰርሐ   ብስኬል መሰረት 01   ናይ ስራሕ ቦታ ዋና ካምፓስ መቐለ       ላብ ኣቴንዳንት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ክፍቲ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሉ ድፕሎማ ቋሚ ኵሓን መቐለን        
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ደረጃ ትምህርቲ  ብቋንቋ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ስራሕ ልምዲ  በቲ ሞያ 1+ ዓመት ዝሰርሐ/ት ወርሓዊ መሃያ ብስምምዕነት በዝሒ 1 ስራሕ  ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ደረጃ ትምህርቲ  ብሒሳብ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ስራሕ ልምዲ  በቲ ሞያ 1+ ዓመት ዝሰርሐ/ት ወርሓዊ መሃያ ብስምምዕነት በዝሒ 1 ስራሕ  ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
ደረጃ ትምህርቲ  ብITዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ስራሕ ልምዲ  በቲ ሞያ 2+ ዓመት ዝሰርሐ/ት ወርሓዊ መሃያ ብስምምዕነት በዝሒ 1 ስራሕ  ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ
ተወሳኺ ኣንብብ