ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ዳዕሮ አካዳሚ ን 2008 ዓ/ም ዘመን ትምህርቲ ምጅማሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ብዘለና ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቋሒ ዘማልእ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ዳዕሮ ኣካዳሚ ን 2007 ዓም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቆሓ ዝተማልኡ ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 5/12/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሐዝ ኣብ ዓዲሐ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ደረጃ ትምህርቲ : 1ይ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ : እንተነአሰ ክልተ ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኡን English Tigrigna Mathematics Chemistry Physics General Business History Geography Civics Technical drawing Amharic Economics Aesthetics 
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ዳዕሮ ኣካዳሚ ን2006 ዓ/ም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበረ ረቛሓ እተማልኡ/ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ካብ ዕለት 09/06/2006 ክሳበ 17/06/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሓዝ ኣበ ዓዲሓ ዝርከብ ቁፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሐሳስብ።   ደረጃ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ካበኡ ንላዕሊን   ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2+ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኢን መሃያ ብስምምዕነት    
ተወሳኺ ኣንብብ