ኢንግሊዥኛ መምህር

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ክፍቲ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሉ

ድፕሎማ

ቋሚ ኵሓን መቐለን

 

 

 


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሐሳሰቢ

  • ስራሕ ልምዲ 1 ዓመትን ልዕሊኡን

  • እቶም ዝተጠቐሱ መዐቀኒታት ዝተማልኡ መረዳእታ ትምህርቲ ልምዲ ስራሕን ሲቪ ፎቶ ኮፒ ምስ ዘይምለስ ምስ ዋንኡ ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 04/06/06 ዓ/ም መለለይ ካርድኩም ብምሓዝ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ

  • መመዝገቢ ቦታ መቐለ መርሲ ትምህርት ቤት


 

ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

Share this Post:
ድሕሪት