ጂኦግራፊ መምህር

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ
1ይ ዲግሪ BED ዝተመረቐ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ ስራሕ ልምዲ 1ይ ዓመት ልዕሊኡን እቶም ዝተጠቐሱ መዐቀኒታት ዝተማልኡ መረዳእታ ትምህርቲ ልመዲ ስራሕ ስቪ ፎቶ ኮፒ ዘይምለስ ምስ ዋንኡ ብምትሕሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 05/07/2006 ዓ/ም መለለይ ካርድኩም ብምሓዝ መፂእኹም ክትምዝገቡ ነተሓሰስብ። መመዝገቢ ቦታ መቐለ መርሲ ቤት ትምህርቲ ኣድራሻ ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
Share this Post:
ድሕሪት