መምህር

ኣካዳሚ ዳዕሮ
መብርሂ

ዳዕሮ ኣካዳሚ ን 2007 ዓም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቆሓ ዝተማልኡ ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 5/12/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሐዝ ኣብ ዓዲሐ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ

ደረጃ ትምህርቲ : 1 ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊን

ስራሕ ልምዲ : እንተነአሰ ክልተ ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኡን

English

Tigrigna

Mathematics

Chemistry

Physics

General Business

History

Geography

Civics

Technical drawing

Amharic

Economics

Aesthetics 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ምስ ሰላምታ

ዳዕሮ ኣካዳሚ

እድራሻ ክ /ከተማ ሐወልቲ ጣብያ ዓዲሓ

ስቁ 0933 222310

Share this Post:
ድሕሪት