ኢንግሊዝኛ መምህር

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ደረጃ ትምህርቲ  ብቋንቋ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት

ስራሕ ልምዲ  በቲ ሞያ 1+ ዓመት ዝሰርሐ/ት

ወርሓዊ መሃያ ብስምምዕነት

በዝሒ 1

ስራሕ  ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ምቀለ ካምፓስ ኒውሚለንየም ዩኒቨርስቲ ኮሎጅ ፐርሰኔል ግልጋሎት ካብ 07/03/2006 –15/03/2006 ዓ/ም ክሳብ 600 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ እትክእሉ ነተሓሳስብ።


 

ንተወሳኪ ሓበሬታ

0344-41 0465

ኒው ሚለንየም ኢንስቲትዩት ኣ.ማ

Share this Post:
ድሕሪት