መብርሂ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
-
ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 5 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
-
CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ
-
ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ደ/ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 5
-
ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 07/06/2006 ክሳብ 13/06/2006 ዓ/ም ሰዓት
-
መረጋገፂ ብቕዓት ከቕርብ ዝግበኣኩም ዘድሊ መረዳእታ ብኝሓዝ ክትምዝገቡ
-
ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 14/06/2006 ዓ/ም ክወሃብ እዩ