ሓላፊ መምርሒ ዕድጊትን ቐረብን
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ ት/ቲ ደረጃ ቢ.ኤ ኤም.ኤ ዓይነት ሞያ ብፐርቴዝንግ፣ ማናጅመንት፣ ኣካውንቲንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ቢዝነዝ ኣድመንስትሬሽን ስራሕ ልምዲ 8 ዓመት ቢ.ኤ 6 ዓመት ንኤም.ኤ መብርሂ ፅቡቕ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ኣካውንታንት
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ሲነር ኦዲተር
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንስ ምምዳር
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንስራሕ ደለይቲ ዝወፁ ናይ ቁፃር ምልክታ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ብተመሳሳሊ ክዛወርን ስለዝደሊ ንኽትወዳደሩ ይዕድም። ተደላይ ክእለት በኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፖሬቲቨ ኣካውንቲንግ ወይም ብተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ ድግሪ ሙያ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልመዲ ስራሕ ልምዲ ብናይ ፋይናንስን ምም/ር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ መንግስታዊ ፋይናንስ ምም/ር ዝፈልጥን ናይ መንግስቲ ዕዳጋ ፍልጠት ዘለዎ ብስነ-ምግባር ምስጉን ዘኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ ጥረዛ ሰራሕተኛ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኤኬልትሮኒክስ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት 12+ ወይ 10+ ክፍሊ ዝወደኣ 6 ዓማት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ 10+1 ወይ ብብርኪ ሓደ ዝተመረቐ 4 ዓመት ስራሕ ልምደዲ ዘለዎ ወይ ብ10+2 ወይ ብብርኪ ክልተ ዝትመረቐ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ብ10+3 ወይ ብብርኪ ሰለስተ ዝተመረቐ 1 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 5 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ኣካውንታንት
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ መደረታዊ ናይ መንግስቲ ምሕደራ ፍልጠት ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግር ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ 6 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ ወናኒ ደ/ከ/ሰ/ውሽጢ ኦዲተር
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ። ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 1ይ /ባችለር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ ወይም ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 2ይ /ማስተር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ዘይብሉ/ላ/ ከቕርብ ዝክእል
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብርክን ዓይነት ትምህርተ ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ ብኣካውንቲንግ ብማነጅመንት ቢዝነስ ማነጅመንት ብባንኪንድ ፋይናንስ ብፐብሊክ ፋይናንስ ስራሕ ልምዲ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ