ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን
ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት   ልምዲ ስርሕ ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት  
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን ደረጃ ትምህርቲ ዲግሪ ተደላይ ክእለት ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ    
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ   ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ ብዝውውር ቁፃር   መደብ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቐ/ት 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ /ማስተር/ 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካሊእ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ/ዋ፣ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ትምህርቲ ደረጃ ብኣካውንቲንግ BA/ዲግሪ/ዝተመረቐ 8ዓመት ኣግባበ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ /ማስተርስ/ ዝተመረቐ 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ሲንየር አካውንታንት ብብርኪ ዕብየት ብውሽጥን ደገን ዝ ውውር ወይ ደማ ብ ቑ ፃር ሰራሕተኛታጥ ኣውዳዲሩ ብሓይሊ ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም    ብኣካውንቲንግ ብቢዝነዝ ኢዱኬሽን ብባንክን ኢንሹራንስ ብኦኮረቭ አካውንቲግ ወይ ተመሳሳሊ ቀዳማይ ድግሪ 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዋ ወይ ድማ በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ዓይነታ ት ትምህርቲ ማስተር (2ይ ዲግሪ) 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ ::
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቼዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት ተደላይይ ክእለት መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቀ፣ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ/ማስተርስ/ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ