ካሸር
ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ ኣብ ድርጅትና ዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ መሰረት ሰራሕተኛታት ክንቆፅር ስለዝደለና በቲ መመልመሊ ረቋሒ መሰረት ንምዉድዳር እትደልያ ደቂ አንስትዩ ንክትወዳደራ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ኣካዉንታንት
ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ ኣብ ድርጅትና ዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ መሰረት ሰራሕተኛታት ክንቆፅር ስለዝደለና በቲ መመልመሊ ረቋሒ መሰረት ንምዉድዳር እትደልያ ደቂ አንስትዩ ንክትወዳደራ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ ሲኒየር ኦዲተር
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንስን ምምሕዳርን
ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘድሊ : ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ ጁኒየር አካዉንታንት
ትራንስ ኢትዮጽያ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ክፍት የስራ ቦታ ማሰታወያ ትራንስ ኢትዩßያ ከዚህ በታች የተጠቀሰዉ ክፍት የስራ መደብ ሰራተኞች አወዳድሮ በኮንተራት መቅጠር ይፈልጋል:: የት /ደረጀና የሞያ መስክ ኮሌጅ ዲፕሎማ አካዉንቲንግ የስራ ልምድ በሙያዉ 2 ዓመት የሰራ የቅጥር ሁኔታ ኮንትራት ለ 3ተ ወር ልዩ ስልጠና 2 ወር አካዉንቲንግ
ተወሳኺ ኣንብብ ዉሽጢ ኦዲተር
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ ናይ ስራሕ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ህወሐት ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቆሓ እተማልኡ ተወዳደረቲ አባል ዉድብ ወይ ድማ ደጋፊ ዝኾንኩም ክትምዝገቡ ንዕድም:: ደረጃ ት/ቲ ብድግሪ ብአካዉንቲንግ ዕድመ - 18-35 ፆታ - አይፈልን ስራሕ ልምዲ - ንልዕሊ 2ተ ዓመት በቲ ስራሕ ዝሰርሐ ዝሰርሐት
ተወሳኺ ኣንብብ ቢዝነስ
ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ:: ስ /መደብ አሰልጣኒ ተደላይ ክእለት ብኣክዉቲንግ ማርኬቲንግ ፐርቸዚንግ ደረጃ 4ተ /ደረጃ 3ተ/ ዝወደአ
ተወሳኺ ኣንብብ