ኣካውንታንት

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
መብርሂ
ኢንስቲቱዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
ተደላይ ክእልትን ደረጃ ትምህርትን ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእልት አለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብኣከዋውንቲግ፣ ቢዝነዝ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግን ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲግ፣ ፋይናንሻል ኣካውንቲግ፣ ማናጅሜንት ዝተመረቐ ኮይኑ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ብብርኪ V ዝተመረቐ 6 ዓመት ወይም 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
Share this Post:
ድሕሪት