ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም።

ብርክን ዓይነት ትምህርተ

ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ

  • ብኣካውንቲንግ

  • ብማነጅመንት

  • ቢዝነስ ማነጅመንት

  • ብባንኪንድ ፋይናንስ

  • ብፐብሊክ ፋይናንስ

ስራሕ ልምዲ

  • 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

  • ኣግባብ ዘለዎ ትምህርቲ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልመዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20/05/2006 ክሳበ 30/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

  • ሲ.ኢ.ሲ ዝምተመንክምሉ መረዳእታ ክህልው ኣለዎ

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

  • ምዝገባ ቦታ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ህንፃ 

Share this Post:
ድሕሪት