ሲኒየር ኦዲተር

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
መብርሂ

                   ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ

አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::

ትምህርቲ ደረጃ

ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲ :  

  • ቀዳማይ ዲግሪ ሊዕሊኡን 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
  • ብኣካዉንቲንግ
  • ማናጅመንት
  • በኢኮኖሚስ

 

ተደላይይ ክእለት

ተደላይ ኽእለት

  • ኦዲተር ስራሕቲ ልምዲ ዘለዎ
  • ዕዳጋን ምምር ፋስን ስራሕ ልምዲ
  • ሒሳብን በጀትን ሓለፊ ሰራሕተኛ ዝኾነ
  • ናይ ምምራሕን ምዉዳብን  ክእለት ዘለ/ ዋ
  • ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
  • ስነ ምግባሩ/ራ ሕሉዉ  ዝኾነ
  • ብምዘና ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ዝምልከቶ እንተኾይኑ ዝሐለፈት/ፈ
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

 

መመዝገቢ ቦታ

  • ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ

አድራሻ :  ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና

  • ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ  ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ  ስ ቁ 0344434335  ወይ 0914780669
  • ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643  ወይ 0910799903
  • ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ  ስ ቁ 0347753909  ወይ 0914743621

      ተወሳኺ  ሐበሬታ  ብስ ቁ 0348409235  ወይ  0914748573  ወይ  0914876912

 

 

Share this Post:
ድሕሪት