ቢዝነስ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ
መብርሂ

ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ 

መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ::

/መደብ                አሰልጣኒ

ተደላይ ክእለት               ብኣክዉቲንግ ማርኬቲንግ ፐርቸዚንግ ደረጃ 4ተ /ደረጃ 3ተ/ ዝወደአ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • መመዝገቢ ቦታ አብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሐይሊ ሰብ

  • አመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ አለኩም

  • COC ወሲዱ/ዳ ዝሐለፈት

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይግለፅ

  • HRD-001/44/9182/07


 

Share this Post:
ድሕሪት