ካሸር

ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ
መብርሂ

                             ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ

                           ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

ኣብ ድርጅትና ዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ መሰረት ሰራሕተኛታት ክንቆፅር ስለዝደለና በቲ መመልመሊ ረቋሒ መሰረት ንምዉድዳር  እትደልያ ደቂ አንስትዩ ንክትወዳደራ ንዕድም

ትምህርቲ ደረጃ
  • ካብ ዝተፈለጠ ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ብኣካዉንቲንግ ዲፕሎማን ልዕሊኡን
ተደላይይ ክእለት
no data
ልምዲ ስራሕ
  • 0 ዓመት
መተሓሳሰቢ
  •         ተወዳደርቲ  አብ   ፈተና ሓሊፈን ቅድሚ ናብ ስራሕ ምእታወን ዋሕስ ከቅርብ አለወን
  •        ምዝገባ ዕለት ካብ 15 /11 /2007 ክስብ 24 /11/ 2007 ዓ/ም
  •       ዘድሊ መረዳእታ ትምህርትን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን
  •      መመዝገቢ ቦታ ክ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ጎኒ ቡና ባነኪ ኣብ ዝርከብ ናይ መሸጣ ማእከልና
  •      ደመወዝ    ብስምምዕነት
  •   ፆታ ---- ኣን
  • ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ   09 14 31 40 90   0914 301579
Share this Post:
ድሕሪት