ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
                           ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘድሊ :         ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲግሪ          ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ