ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቕሚ መዕበይ ስራሕቲ ማለት እዉን ምድብ 1 Development Mobile Web based Application and Mobile Application (Mobile App) ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከማዕብል ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ቴሓር ሶፍት ዌር ሲዲታት ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ነቲ ትካል ዘገልግል ዳታ ቤዝ ሶፍትዌር( Data Base Software ) ከስርሕ ስለዝደሊ እቲ ትካል ብዝደልዩ መልክዕ ሰሪሕኩም ከረክብ እትክእሉ ተጫረቲ ስዒቡ ዘሎ Specification መሰረት ብምርአይ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ሪሶርስ ማፒንግ ሳፍትዌር ( Resource Mapping Software) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ቢልቦርድ ናይ ዳይሬክቶራት ወሳኒ ኩነት፣ ሓዱሽ ሲስተም ሶፍት ዌር ንዳይሬክቶራት ምምሕዳር ገበንን ፍታብሄርን ዝውዕል ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ:-

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብ ቢሮና ዌብሳይት ዲቨሎፕ ክገብርን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ኣቁሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ