... ይ ሕትመት ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ግልጋሎት ንምሕታም ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ብቀዳማይ ደረጃ ስቲከር ዝተፈላለየ 1405 ብዝሒ ዘለዎ ቀዋሚ ንብረት/Tag Number/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

... ጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑትን ሕትመትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።

... ሎትን ኣቅሑትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ አብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 እዞም ዝስዕቡ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ ናይ ምፍላጥ ፅሕፈት ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ኣብ በጀት ዓምት 2016 ዓም ነቲ ሆስፖታል አገልገሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን : ናዉቲ ህክምናን : መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ