ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮና ኣገልግሎት ዝውዕል ኣገልግሎት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ሕትመታት ስራሕቲ ምልላይን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ሕትመት ስራሕቲ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ንኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፣ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ሕትመት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት 2ይ ዘር ዕድጊት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ዕጥቂ ስፖርት፣ መፅሓፍቲ ፣ኣቅሑ ፅሬት፣ ሞተር ሳይክል፣ሳይክልን ፣ ቀወምቲ ንብረት፣ ብግልፂ መኪና፣ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮመት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፍርጎ ቀለም ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፣ ናይ ህትመትን ፣ ክዕድግን/ከስርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማቴሪያል ዉፅኢት ማዕድንን፣ ፅሕፈት መሳርሕን ስነ ሂወታዊ ዘርእታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ፅሬት ኣቕሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርንቸርን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ማፋክቸሪንግ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ