ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተዘርዘሩ ንኣገልግሎት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ሕትመትን: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ንኣብያተ ዕዩ ከተማ ማይ ካድራ አገልጋሎት ስራሕ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ወረዳ ኢሮፕ ንመባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ከምፖተራትን ተዘመድቲ ኣቅሑትን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2016 ዓም ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀረባት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት በቢዘፈሩ ቀረባት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት ሕትመት መሳርሒ መዘጋብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዘርፊታት ንብረት አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት ኣቅሑት :ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና ኣቅሑትን: ናይ ስልኪ ቆፎን መቀያየረን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደም ባንኪ ዓዲግራት ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብዝተፋለለየ ዘርፊታት ብግልፂ ጨረታ ካብ መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ ህትመትን : ፅሬት ኣቅሑትን ብፕርፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን