ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ከዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ እዞም ዝስዕቡ ፅሕፈት መሳረሒ/ዶክመንቴሽን/፣ ናይ ስልጠና ኣቁሑት ፣ናይ ህፃናትመግቢ ፣ናይ ዓበይቲ መግቢ ጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊ

ንማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ኣዋሽ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተርያ/ክበብ/ ኣድላይ ኮይኑ ስለ ዝተረኸበ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ካፍተርያ ወይ ክበብ ግልጋሎት ዝህቡ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም::

መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ምስ ኽምግብ ንዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ት/በ/ዕ/ፋን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸራት/ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዋንነታ ናይ ከተማ ሓዉዜን ቤት ማዘጋጃ ዝኮነተ ሻንቱ ዶዘር ሞዴል S032 ዝኮነት ካብዚ ንተሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ ኩነታት ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ።

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ ስቲድዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ካልኣይ ናይ ላፕቶፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይ ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዘገልገለ አረጊት ንብረት ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነገዶ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ኣቅሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ