ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን ዕዲጊት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ንስራሕቲ ሕትመትን : ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ማለት ፈርኒቸርን ዝዉዕል ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይድማ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተዘርዘሩ ንኣገልግሎት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ሕትመትን: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒቴር ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብኮምፒተርን ኮምፒቴር ተዛማድን ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ UIDP በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብዕለት 05/10/2016 ዓ/ም ብናይ ዕደጋ መሕተቲ ፎርሚ ብዝሓተቱና መሰረት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ቴሌቪዝን ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ኣብ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንኤጀንስና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ፡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት፣ ፅሬት ኣቕሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::