ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ማስታወቂያ ንደለይቲ ስራሕ ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሙያን ክእለትን ዘለዎ መምህር አወዳዲሩ ቀዋምነት ክቖፅር ይደለይ:: ደረጃ ትምህርቲ TVET ብርኪ IV ን ወይ ድማ 1ይ ዲግሪ ብቪድዩግራፈ /ፎቶግራፈን ተመሳሳሊ ሙያን ልምዲ ስራሕ           ሐደ ዓመት ፍሉይ ኩነታት             ምዘና ብቅዓት ሙያ (COC) ዝሐለፈ ብስምምዕነት ፆታ ኣይፈልን
ተወሳኺ ኣንብብ