ተሐዚት ገንዘብ /ካሸር/

ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን
መብርሂ

ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ

ኦፕን ናይ ማይ ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ                      ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር ክእለት እንተሃለዋ ይምረፅ

ስራሕ ልምዲ                              ሐደ ዓመትን ልዕሊኡን

ፆታ                                              አንስተይቲ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

አመልከትቲ ናይ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምዲ ማስረጃክን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ ተከታተልቲ 4 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ አብ ስራሕ ሰዓት አብ ምምሕዳር ሰራሕተኛታት ብአካል እንዳቐረብክን ምምልካት ከምእትኽላ ነፍልጥ

አድራሻ መቐለ ጥቓ ጥዕና ጣብያ ልምዓት ባንኪ 2 ደብሪ ስ ቁ 0914 72 98 93

Share this Post:
ድሕሪት