ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ንውሽጢ ስራሕተኛታት ዝወፀ ዕብየት ብርኪ ንቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ክ/ትግራይ ንዞባ መቐለ ሰ/ማ/ጉዳይ ንኩለን ወረዳታት ሰ/ማ/ጉዳይ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ሰራሕኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዕብየት ብርኪ ክህብ ይደሊ።   ዓይነት ትምህርቲ ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት ብኮምፒተር ሳይንስ /ኣይ.ቲ/ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ   ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሰራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ
ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕ መደብ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ከዕቢ፣ ክዛውር፣ ክቖፅርን ይደሊ   ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን BA ወይ ዲፐሎማ ብኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ባንኪ ኢንሺራንስን ኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይም ካብ ኮሎጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሎጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት ስራሕ ልመዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር/ቀዳማይ ዲግሪ/ ወይ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ
ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ክዛውርን ክቖፅርን ይደሊ ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን ብከተማ ፕላን ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ/ብ3+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ 6+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ብ5+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ወይም ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ድሕሪ ብ4+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ ውይም ድሕሪ ብ3+ ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ድሕሪ ብ5+ ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ ውይም ድሕሪ ብ4+ ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረኸበ 2ይ ዲግሪ 2+ ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ከየንቲ ትግራይ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ፕሮጀክት ኦፊሰር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ መዐቅኒእቶም ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም። ተደላይይ ብርኪ ትምህርቲ ማስተርስ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 9 ዓመት ዓይነት ተደላይ ትምህርቲ ማናጅመንት ፣ ቋንቋ ተዛማድን ኢኮኖሚክስ ኣግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 7 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ትሑት ተደላይ ኽእለተ ብርኪ ትምህርቲ ተግባራት ኣመራርሓ ስራሕ ብዝግባእ ስራሕተኛታት ብኣግባቡ ናይ ምምራሕ ምብቅ ብፅሑፍ ይኹን ብቃል ብቅዓት ርክብ ዘለዎ ምስ እዋናዊ ኹነታት ናይ ምትዕፅፃፍ ክእለት ዘለዎ/ዋ ክእለት ሓበሬታ ምእካብ፣ ምውዳድ፣ ምትንታን ዘለዎ ናይ ትምላም ምምራሕን ፍልጠት ናይ ፖሊስን ስትራተጂን መንግስቲ ፍልጦ ዘለዎ ንለውጢ ምምራሕ ዝኸእል ብጋዜጣኝኘት ስነፅሑፍን፣ ኢኮኖሚክስ፣ ማናጅመንት፣ ሂስትሪ፣ ጂኦግራፊ ካልኦት ተመሳሰልቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ብ1ይ ዲግሪ ወይም ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ተ በቲ ሞያ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰመር ሞያ ኮሙኒኬሽን ቀዳማይ ዲግሪ 10 ዓመት ቀጥታ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
ብርኪ ትምህርቲ ብዝኾነ ዓይነት ማሕበራዊ ሳይንስ ብፍላይ ብጋዜጠኝኘት ማስ ኮሙኒኬሽን ቋንቋ ፅሑፍ ዝተመረቐ/ት ፅቡቅ ክእለት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ ኩለ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝቢ ዘለዎ ኣብ ፖሊሲታትን ስትራቴጂን መንግስቲ ንፁር ግንባር እምነትን ዘለዎ/ዋ ብጉጅለዊ ስራሕቲ ውፅኢት ዝኣምን/እትኣምን ካበ ሕማቕ ልምዲታትን ባህርያትን ነፃ ዘኾነ/ት ስራሕ ልምዲ ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን1ይ ዲግሪ 10 ዓመትን ልዕሊኡን ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን2ይ ዲግሪ 8 ዓመትን ልዕሊኡን
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረት
ትግራይ ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ሓ/ዝ/ ሕብረት ስራሕ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ኽቖፅር ይደሊ። ሰለዚ  ኤም ኤ ብ ኤስ ሲ ቢ ኤ ብማርከቲንግ፣ ብኮኦፕረቲቨ ማርኬቲንግ፣ ብኢኮኖሚክስ ተመሳሰሊ ብውሕዽ ንኤምኤስ 4 ዓመት ንቢኤ 6 ዓመት ብሓላፍነት ዝሰርሕ ተመራፂ ፆታ ኣይፈሊን   
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረት
ኤም.ኤ ኤምቢኤ ቢ.ኤ ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብከኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ካልኦት ተመሳሰልቲ ብውሑድ ን ኤም ኤስ ሲ 4+ ዓመት ንቢኤ 6 ዓመት ቀጥታዊ ስራሕ ልምዲ ብሓላፍነት ዝስርሕ ይምረፅ ፆታ አይፈልን 
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ
ፆታ ኣይፈልን መቐለ ተዳላይ ክእሎትን ዓይነት ትምህርቲን 4ይ ክፍሊ ዝወደአ 3ይ ብርኪ ፍቓድ መዘወሪ 2ይ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ
ፆታ ኣይፈሊን ብርኪ ትምህርትን ዓይነትን ዲፕሎማን ሊዕሊኡን ብኣካውንቲንግ ብማናጅመንት ብባንኪንግን ፋይናንስን ተዳላይይ ክእለትን ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ብገንዘብን ንብረትን ብሒሳብ ሰራሕተኛነት ብዕደጋ ንብረትን ስራሕተኛ ብንብረት መዝጋቢ ሰነድ ተሓዚ/ት ግልጋሎት ዘመን ዲፕሎማ 4 ዓመት ዲግሪ 2 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ