በዓል ሞያ መዓድን ፍቃድ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ ማፕንግ ጂኦሎጂስት
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ ማፒንግ ጂኦሎጂ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ/ት
ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት ልምዲ ስርሕ ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት
ተወሳኺ ኣንብብ ጅንየር ኤሌክትርሻን
ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ በዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቅፅር ስለዝደሊ በዚ መሰረት ዓይነት ትምህርቲ Electricity Electro mechanics ደረጃ ትምህርቲ ኣድቫንስ ዲፕሎማ 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+2 /10+2 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+1 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ መብርሂ ብቅዓት ሞያ መረጋገቂ ዝሓለፈ/ት
ተወሳኺ ኣንብብ ኣካውንታት ደረጃ 4
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ ሳይት ሎጂስቲክስ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ብኣካውንቲንግ/ማናጅመንት ተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሰርቲፊኬት2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብቅዓት መረጋገፂ /ሲ.ኦ.ሲ/ ዝሓለፈ
ተወሳኺ ኣንብብ ኪኢላ ትልምን ሪፖርትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ ሲነር ኦዲተር
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ ብዝውውር ቁፃር መደብ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቐ/ት 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ /ማስተር/ 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካሊእ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ/ዋ፣ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም ተደላይይ ክእለት 1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት
ተወሳኺ ኣንብብ