ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
1ይ ዲግሪ BED ዝተመረቐ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ንስራሕ ደለይቲ ዝወፁ ናይ ቁፃር ምልክታ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ብተመሳሳሊ ክዛወርን ስለዝደሊ ንኽትወዳደሩ ይዕድም። ተደላይ ክእለት በኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፖሬቲቨ ኣካውንቲንግ ወይም ብተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ ድግሪ ሙያ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልመዲ   ስራሕ ልምዲ ብናይ ፋይናንስን ምም/ር ክእልትን ፍልጠትን ዘለዎ/ዋ መንግስታዊ ፋይናንስ ምም/ር ዝፈልጥን ናይ መንግስቲ ዕዳጋ ፍልጠት ዘለዎ ብስነ-ምግባር ምስጉን ዘኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኣካዳሚ ዳዕሮ
ዳዕሮ ኣካዳሚ ን2006 ዓ/ም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበረ ረቛሓ እተማልኡ/ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ካብ ዕለት 09/06/2006 ክሳበ 17/06/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሓዝ ኣበ ዓዲሓ ዝርከብ ቁፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሐሳስብ።   ደረጃ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ካበኡ ንላዕሊን   ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2+ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኢን መሃያ ብስምምዕነት    
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ኪኢላ ዕደጋ ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።     ትምህርቲ ደረጃ ቀዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ብኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብፐብሊክ ፕሮክሩመንት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ብኮኦፖረቲቭ ቀደማ ዲግሪ 7+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ 5+ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስ ኣብ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ፖሊሲ መፅናዕትን ሓበሬታብ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ኪኢላ ስታስቲካል መፅናዕቲ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ብዙይ መሰረት ነቲ መመዘኒ ሮቛሒ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም።     ትምህርቲ ደረጃ ብስታስቲክስ፣ ኢኮኖሚከስ፣ ሕርሻ፣ ዲቨሎፕመንት ስታዲስ፣ጂኦግራፊን ኢንቫይሮመንታል ስታዲን፣ ማናጅመንት እኩል ናይ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፓኬጅን ንቀዳማይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ንማስተርስ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም 4ይ ክፍሉ ዝወደኣ 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ 0ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ ዕጡቅ ዝኮነ ቅድሚያ ይወሃቦ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኤኬልትሮኒክስ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት 12+ ወይ 10+ ክፍሊ ዝወደኣ 6 ዓማት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ 10+1 ወይ ብብርኪ ሓደ ዝተመረቐ 4 ዓመት ስራሕ ልምደዲ ዘለዎ ወይ ብ10+2 ወይ ብብርኪ ክልተ ዝትመረቐ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ብ10+3 ወይ ብብርኪ ሰለስተ ዝተመረቐ 1 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኤኬልትሮኒክስ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ/ት 12+ ወይ 10+ ክፍሊ ዝወደኣ 6 ዓማት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ወይ 10+1 ወይ ብብርኪ ሓደ ዝተመረቐ 4 ዓመት ስራሕ ልምደዲ ዘለዎ ወይ ብ10+2 ወይ ብብርኪ ክልተ ዝትመረቐ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ብ10+3 ወይ ብብርኪ ሰለስተ ዝተመረቐ 1 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 5 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ መደረታዊ ናይ መንግስቲ ምሕደራ ፍልጠት ዘለዎ/ዋ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግር ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ 6 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
ተወሳኺ ኣንብብ