ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቆፅር ስለዝደለየ መዐቀኒ እቶም መደባት ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም::   ተደላዩ ብርኪ ትምህርቲ ማስተርስ ድግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ንድግሪ 10 ዓመት   ዓይነታት ትምህርቲ ማናጂመንት " ቆንቆ ተዛማድን ወይ ካብ ስነ -ጥበብ ብሓዲኦም ተዛማድነት ዘለዎም ዓይነት ትትን   አግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ድግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንድግሪ 10 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኩሎም ካብዚ ድርጅት ዘውፁ ስራሕቲ
ፆታ ኣይፈሊን ብርኪ ትምህርትን ዓይነትን ዲፕሎማን ሊዕሊኡን ብኣካውንቲንግ ብማናጅመንት ብባንኪንግን ፋይናንስን ተዳላይይ ክእለትን ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ብገንዘብን ንብረትን ብሒሳብ ሰራሕተኛነት ብዕደጋ ንብረትን ስራሕተኛ ብንብረት መዝጋቢ ሰነድ ተሓዚ/ት ግልጋሎት ዘመን ዲፕሎማ 4 ዓመት ዲግሪ 2 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ