መራሒ መኪና

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ
መብርሂ

ፆታ ኣይፈልን

መቐለ

ተዳላይ ክእሎትን ዓይነት ትምህርቲን

4ይ ክፍሊ ዝወደአ

3ይ ብርኪ ፍቓድ መዘወሪ 2ይ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ኣመልከቲ መረዳእታኹም /ኹን ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ክምዝገቡ ትክእሉ/ላ ምኻኑኩም /ክን ነፍልጥ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕለት 18/04/2006 ክሳብ 24/04/2006 ዓ /ም ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን

  • መመዝገቢ ቦታ ሻብ ቢሮ ልምዓትን ከተማን ን / ኢንዱስትሪን ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ደጋፊ ከ /ስ /ኣ / ስ / ሓ /ሰብ ምካኑ ነዘካኽር

 

Share this Post:
ድሕሪት