ኢንግሊዥኛ መምህር
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ካብዚ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ክፍቲ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሉ ድፕሎማ ቋሚ ኵሓን መቐለን
ተወሳኺ ኣንብብ ች/ትራንሰክራቨር
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ች/ትራንሰክራቨር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ዝጠልቦ ደ/ት/ቲ ዲግሪ ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ ብIT ብ MIS ብComputer Science 6ተ ዓመት ልዕሊኡን ብዳታ ብፀሓፊት ዝሰርሐ/ት ምብርሂ COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ የወዳደር
ተወሳኺ ኣንብብ በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም
ተወሳኺ ኣንብብ ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብርክን ዓይነት ትምህርተ ቀዳማይ ዲግሪ ዝወደአ ብኣካውንቲንግ ብማነጅመንት ቢዝነስ ማነጅመንት ብባንኪንድ ፋይናንስ ብፐብሊክ ፋይናንስ ስራሕ ልምዲ 0 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ተወሳኺ ኣንብብ ንብረት ምዝጋቢ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ ደጃፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይ/ንብረትን ምም/ር ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ። በዚ መሰረት እቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቕሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ብርክን ዓይነት ትምህርተ መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ፍልጠት ዘለዎ ናይ ንብረት ፅዳት ኣተሓሕዛ ክንክን ልምድን ክእለት ዘለዎ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝክነን ስነ-ምገባር መርኣያ ዝኮነን ብያይ ቀደም 12 ክፍሊ ዝወደኣ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ 10+1 ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 6 ዓመት ስራሕ ልመዲ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ትምህርቲ
ተወሳኺ ኣንብብ በዓል ሙያ ካሜራ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 12 ክፍሊ ዝወደኣ/ት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ይምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ/ት ኮይኑ/ና ብቪድዮ ግራፊ ካሜራ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ 10+1 ካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቀ/ት 6 ዓመት በቲ ሙያ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+2 ብሰርቲፊኬት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 4 ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘሎዎ/ዋ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 2 ዓመት ስርሕ
ተወሳኺ ኣንብብ ዋርድያ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 4ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ 5ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘሎዎ ልምዲ እጥቂ ዘሎዎ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ ፖስተኛ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 4ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት ኮይኑ ቀሊል ፍሉይ ተንቀሳቃሲ መሳርሒ ፍቓድ መዘወቂ ዘለዎ/ዋ ኮይኑ በቲ ሙያ 2 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ኪኢላ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኦፊሰር
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብኣካውንቲንግ፣ ፋይናንስ፣ ባንኪንግ ፋይናንስ ኮይነየ/ና ብዲግሪን ዝተመረቀ/ት/ በሪ ሙያ 5 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ መደበ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤተ ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ኮይኑ/ና በቲ ሙያ 12+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ተወሳኺ ኣንብብ ናይ ማዓድን ክትትልን ድጋፍን ጂኦሎጂስት
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
ተወሳኺ ኣንብብ