ገንዘብን ንብረትን ደሓዚ-ት

ማሕበር ባህሊ ትግራይ
መብርሂ

ፆታ

  • ኣይፈሊን

ብርኪ ትምህርትን ዓይነትን

ዲፕሎማን ሊዕሊኡን

  • ብኣካውንቲንግ
  • ብማናጅመንት
  • ብባንኪንግን ፋይናንስን

ተዳላይይ ክእለትን ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ

  • ብገንዘብን ንብረትን
  • ብሒሳብ ሰራሕተኛነት
  • ብዕደጋ ንብረትን ስራሕተኛ
  • ብንብረት መዝጋቢ ሰነድ ተሓዚ/ት

ግልጋሎት ዘመን

  • ዲፕሎማ 4 ዓመት
  • ዲግሪ 2 ዓመት
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሎ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒ ዝተማልኡ ኣመልከቲ

ንዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ክትቀርቡ።

ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 15/04/2006 ክሳብ 18/04/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 1130

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማ.ባ.ት. ብውሽጢ ምልክታ ክግለፅ አዩ

ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማ.ባ.ት ጥቃ መነን ሆቴል

Share this Post:
ድሕሪት